ሉቃስ 12:50 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 50 ዝጥመቓ ጥምቀት ኣላትኒ፡ ክሳዕ እትፍጸምሲ ኸመይከ ዘይጸበኒ!+ ሉቃስ 22:41, 42 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 41 ንሱ ባዕሉ ኸኣ፡ ካባታቶም ዳርባ እምኒ ዚኣክል ርሒቑ ተምበርኪኹ ኸምዚ ኢሉ ጸለየ፦ 42 “ኣቦ፡ እንተ ፈቲኻስ፡ ነዛ ጽዋእ እዚኣ ኻባይ ኣልግሳ። ግናኸ፡ ከም ፍቓድካ እምበር፡ ከም ፍቓደይ ኣይኹን።”+ እብራውያን 5:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ክርስቶስ ኣብ ምድሪ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡* ብብርቱዕ ኣውያትን ንብዓትን ናብቲ ኻብ ሞት ኬድሕኖ ዚኽእል፡ ምህለላን ልማኖን ኣቕሪቡ እዩ፣+ ንኣምላኽ ብምፍራሁ ኸኣ ተሰሚዑ እዩ።
41 ንሱ ባዕሉ ኸኣ፡ ካባታቶም ዳርባ እምኒ ዚኣክል ርሒቑ ተምበርኪኹ ኸምዚ ኢሉ ጸለየ፦ 42 “ኣቦ፡ እንተ ፈቲኻስ፡ ነዛ ጽዋእ እዚኣ ኻባይ ኣልግሳ። ግናኸ፡ ከም ፍቓድካ እምበር፡ ከም ፍቓደይ ኣይኹን።”+
7 ክርስቶስ ኣብ ምድሪ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡* ብብርቱዕ ኣውያትን ንብዓትን ናብቲ ኻብ ሞት ኬድሕኖ ዚኽእል፡ ምህለላን ልማኖን ኣቕሪቡ እዩ፣+ ንኣምላኽ ብምፍራሁ ኸኣ ተሰሚዑ እዩ።