ማርቆስ 14:53, 54 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 53 ንየሱስ ድማ ናብ ሊቀ ኻህናት ወሰድዎ፣+ ኵሎም ሊቃውንቲ ኻህናትን ዓበይትን ጸሓፍትን ከኣ ተኣከቡ።+ 54 ጴጥሮስ ግና ርሕቕ ኢሉ ኽሳዕ ኣጸድ ሊቀ ኻህናት ሰዓቦ፣ ምስቶም ገላዉ ተቐሚጡ ኸኣ ሓዊ ይስሕን ነበረ።+ ሉቃስ 22:54, 55 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 54 ሒዞም ከኣ ወሰድዎ፡+ ናብ ቤት ሊቀ ኻህናት እውን ኣምጽእዎ፣ ጴጥሮስ ድማ ርሕቕ ኢሉ ይስዕቦ ነበረ።+ 55 ኣብ ማእከል እቲ ኣጸድ ሓዊ ኣንዲዶም ብሓባር ተቐሚጦም ከለዉ፡ ጴጥሮስ ኣብ መንጎኦም ተቐሚጡ ነበረ።+
53 ንየሱስ ድማ ናብ ሊቀ ኻህናት ወሰድዎ፣+ ኵሎም ሊቃውንቲ ኻህናትን ዓበይትን ጸሓፍትን ከኣ ተኣከቡ።+ 54 ጴጥሮስ ግና ርሕቕ ኢሉ ኽሳዕ ኣጸድ ሊቀ ኻህናት ሰዓቦ፣ ምስቶም ገላዉ ተቐሚጡ ኸኣ ሓዊ ይስሕን ነበረ።+
54 ሒዞም ከኣ ወሰድዎ፡+ ናብ ቤት ሊቀ ኻህናት እውን ኣምጽእዎ፣ ጴጥሮስ ድማ ርሕቕ ኢሉ ይስዕቦ ነበረ።+ 55 ኣብ ማእከል እቲ ኣጸድ ሓዊ ኣንዲዶም ብሓባር ተቐሚጦም ከለዉ፡ ጴጥሮስ ኣብ መንጎኦም ተቐሚጡ ነበረ።+