ማቴዎስ 26:57, 58 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 57 እቶም ንየሱስ ዝሓዝዎ ኸኣ፡ ናብ ቀያፋ እቲ ሊቀ ኻህናት ወሰድዎ፣+ ኣብኡ ኸኣ ጸሓፍትን ዓበይትን ተኣኪቦም ነበሩ።+ 58 ጴጥሮስ ግና ርሕቕ ኢሉ ኽሳዕ ኣጸድ ሊቀ ኻህናት ሰዓቦ፣ ናብ ውሽጢ ምስ ኣተወ ኸኣ፡ መወዳእታኡ ኺርኢ ምስቶም ገላዉ ተቐመጠ።+ ማርቆስ 14:53, 54 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 53 ንየሱስ ድማ ናብ ሊቀ ኻህናት ወሰድዎ፣+ ኵሎም ሊቃውንቲ ኻህናትን ዓበይትን ጸሓፍትን ከኣ ተኣከቡ።+ 54 ጴጥሮስ ግና ርሕቕ ኢሉ ኽሳዕ ኣጸድ ሊቀ ኻህናት ሰዓቦ፣ ምስቶም ገላዉ ተቐሚጡ ኸኣ ሓዊ ይስሕን ነበረ።+ ዮሃንስ 18:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ስምኦን ጴጥሮስን ካልእ ወደ መዝሙርን ድማ ንየሱስ ይስዕብዎ ነበሩ።+ እቲ ወደ መዝሙር ብሊቀ ኻህናት ይፍለጥ ስለ ዝነበረ፡ ምስ የሱስ ናብ ኣጸድ ሊቀ ኻህናት ኣተወ፣
57 እቶም ንየሱስ ዝሓዝዎ ኸኣ፡ ናብ ቀያፋ እቲ ሊቀ ኻህናት ወሰድዎ፣+ ኣብኡ ኸኣ ጸሓፍትን ዓበይትን ተኣኪቦም ነበሩ።+ 58 ጴጥሮስ ግና ርሕቕ ኢሉ ኽሳዕ ኣጸድ ሊቀ ኻህናት ሰዓቦ፣ ናብ ውሽጢ ምስ ኣተወ ኸኣ፡ መወዳእታኡ ኺርኢ ምስቶም ገላዉ ተቐመጠ።+
53 ንየሱስ ድማ ናብ ሊቀ ኻህናት ወሰድዎ፣+ ኵሎም ሊቃውንቲ ኻህናትን ዓበይትን ጸሓፍትን ከኣ ተኣከቡ።+ 54 ጴጥሮስ ግና ርሕቕ ኢሉ ኽሳዕ ኣጸድ ሊቀ ኻህናት ሰዓቦ፣ ምስቶም ገላዉ ተቐሚጡ ኸኣ ሓዊ ይስሕን ነበረ።+
15 ስምኦን ጴጥሮስን ካልእ ወደ መዝሙርን ድማ ንየሱስ ይስዕብዎ ነበሩ።+ እቲ ወደ መዝሙር ብሊቀ ኻህናት ይፍለጥ ስለ ዝነበረ፡ ምስ የሱስ ናብ ኣጸድ ሊቀ ኻህናት ኣተወ፣