ኢሳይያስ 53:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ተጨቊኑ፡+ መከራ ኺጸግብ ፈቒዱ፣+ግናኸ፡ ኣፉ ኣይከፈተን። ከም በጊዕ ናብ ማሕረዲ ተወሲዱ፣+ኣብ ቅድሚ ቐምቀምታ ስቕ ከም እትብል በጊዕ ኰይኑ፣ኣፉ እውን ኣይከፈተን።+ ግብሪ ሃዋርያት 8:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 እቲ ዓው ኢሉ ዜንብቦ ዝነበረ ኽፍሊ ቕዱስ ጽሑፍ ከኣ እዚ እዩ፦ “ከም በጊዕ ናብ ማሕረዲ ተወሲዱ፣ ኣብ ቅድሚ ቐምቃማዩ ስቕ ከም ዚብል ገንሸል* ከኣ፡ ከምኡ ኣፉ ኣይከፈተን።+
7 ተጨቊኑ፡+ መከራ ኺጸግብ ፈቒዱ፣+ግናኸ፡ ኣፉ ኣይከፈተን። ከም በጊዕ ናብ ማሕረዲ ተወሲዱ፣+ኣብ ቅድሚ ቐምቀምታ ስቕ ከም እትብል በጊዕ ኰይኑ፣ኣፉ እውን ኣይከፈተን።+
32 እቲ ዓው ኢሉ ዜንብቦ ዝነበረ ኽፍሊ ቕዱስ ጽሑፍ ከኣ እዚ እዩ፦ “ከም በጊዕ ናብ ማሕረዲ ተወሲዱ፣ ኣብ ቅድሚ ቐምቃማዩ ስቕ ከም ዚብል ገንሸል* ከኣ፡ ከምኡ ኣፉ ኣይከፈተን።+