ኢሳይያስ 53:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ተጨቊኑ፡+ መከራ ኺጸግብ ፈቒዱ፣+ግናኸ፡ ኣፉ ኣይከፈተን። ከም በጊዕ ናብ ማሕረዲ ተወሲዱ፣+ኣብ ቅድሚ ቐምቀምታ ስቕ ከም እትብል በጊዕ ኰይኑ፣ኣፉ እውን ኣይከፈተን።+ ማቴዎስ 20:18, 19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 “እንሆ፡ ናብ የሩሳሌም ንድይብ ኣለና፣ ወዲ ሰብ ከኣ ንሊቃውንቲ ኻህናትን ንጸሓፍትን ኣሕሊፍካ ኺውሃብ እዩ። ንሳቶም እውን ንሞት ኪፈርድዎ እዮም።+ 19 ኬላግጹሉን ኪገርፍዎን ኪሰቕልዎን ኢሎም ከኣ ንኣህዛብ ኣሕሊፎም ኪህብዎ እዮም፣+ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ድማ ኪትንስእ እዩ።”+
7 ተጨቊኑ፡+ መከራ ኺጸግብ ፈቒዱ፣+ግናኸ፡ ኣፉ ኣይከፈተን። ከም በጊዕ ናብ ማሕረዲ ተወሲዱ፣+ኣብ ቅድሚ ቐምቀምታ ስቕ ከም እትብል በጊዕ ኰይኑ፣ኣፉ እውን ኣይከፈተን።+
18 “እንሆ፡ ናብ የሩሳሌም ንድይብ ኣለና፣ ወዲ ሰብ ከኣ ንሊቃውንቲ ኻህናትን ንጸሓፍትን ኣሕሊፍካ ኺውሃብ እዩ። ንሳቶም እውን ንሞት ኪፈርድዎ እዮም።+ 19 ኬላግጹሉን ኪገርፍዎን ኪሰቕልዎን ኢሎም ከኣ ንኣህዛብ ኣሕሊፎም ኪህብዎ እዮም፣+ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ድማ ኪትንስእ እዩ።”+