ዳንኤል 9:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 “ድሕሪ 62 ሰሙን ድማ እቲ መሲሕ ንርእሱ ሓንቲ ዘይብሉ+ ኪቕተል* እዩ።+ “ህዝቢ እቲ ዚመጽእ መራሒ ኸኣ ነታ ኸተማን ነታ መቕደስን ኬጥፍእ እዩ።+ መወዳእታኣ ድማ ብውሒዝ ኪኸውን እዩ። ክሳዕ መወዳእታ ኸኣ ውግእ ኪኸውን እዩ፣ እቲ እተመደበ እውን ጥፍኣት እዩ።+
26 “ድሕሪ 62 ሰሙን ድማ እቲ መሲሕ ንርእሱ ሓንቲ ዘይብሉ+ ኪቕተል* እዩ።+ “ህዝቢ እቲ ዚመጽእ መራሒ ኸኣ ነታ ኸተማን ነታ መቕደስን ኬጥፍእ እዩ።+ መወዳእታኣ ድማ ብውሒዝ ኪኸውን እዩ። ክሳዕ መወዳእታ ኸኣ ውግእ ኪኸውን እዩ፣ እቲ እተመደበ እውን ጥፍኣት እዩ።+