እብራውያን 11:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ደጊም እንታይ እሞ ኽብል እየ፧ ብዛዕባ እኒ ጊዴዎን፡+ እኒ ባራቅ፡+ እኒ ሲምሶን፡+ እኒ ይፍታሕ፡+ እኒ ዳዊትን+ ሳሙኤልን+ ካልኦት ነብያትን ከየዘንትወልኩም ግዜ ይሓጽረኒ እዩ። እብራውያን 11:37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ብዳርባ እምኒ ተቐቲሎም፡+ ተፈቲኖም፡ ብመጋዝ ተቘሪጾም፡ ብሰይፊ ተቐቲሎም፡+ ኣጐዛ ኣባጊዕን ዲኖ ኣጣልን ተኸዲኖም ዞይሮም፡+ ስኢኖም፡ ጸቢብዎም፡+ መከራ ጸጊቦም እዮም፣+
32 ደጊም እንታይ እሞ ኽብል እየ፧ ብዛዕባ እኒ ጊዴዎን፡+ እኒ ባራቅ፡+ እኒ ሲምሶን፡+ እኒ ይፍታሕ፡+ እኒ ዳዊትን+ ሳሙኤልን+ ካልኦት ነብያትን ከየዘንትወልኩም ግዜ ይሓጽረኒ እዩ።
37 ብዳርባ እምኒ ተቐቲሎም፡+ ተፈቲኖም፡ ብመጋዝ ተቘሪጾም፡ ብሰይፊ ተቐቲሎም፡+ ኣጐዛ ኣባጊዕን ዲኖ ኣጣልን ተኸዲኖም ዞይሮም፡+ ስኢኖም፡ ጸቢብዎም፡+ መከራ ጸጊቦም እዮም፣+