ዮሃንስ 18:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ጲላጦስ ከኣ ናብ ቤት ሹም ኣተወ፣ ንየሱስ ጸዊዑ ድማ፡ “ንስኻዶ ንጉስ ኣይሁድ ኢኻ፧” በሎ።+ ዮሃንስ 18:37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ጲላጦስ ድማ፡ “እምበኣር፡ ንስኻ ንጉስ ኢኻ፧” በሎ። የሱስ ከኣ፡ “ንጉስ ምዃነይሲ ንስኻ እኳ ትብል ኣለኻ።+ ኣነ ንሓቂ ኽምስክር፡ ምእንቲ እዚ ተወሊደ፡ ምእንቲ እዚ እውን እየ ናብ ዓለም ዝመጻእኩ።+ ካብ ሓቂ ዝዀነ ዅሉ፡ ድምጸይ ይሰምዕ እዩ” ኢሉ መለሰ።
37 ጲላጦስ ድማ፡ “እምበኣር፡ ንስኻ ንጉስ ኢኻ፧” በሎ። የሱስ ከኣ፡ “ንጉስ ምዃነይሲ ንስኻ እኳ ትብል ኣለኻ።+ ኣነ ንሓቂ ኽምስክር፡ ምእንቲ እዚ ተወሊደ፡ ምእንቲ እዚ እውን እየ ናብ ዓለም ዝመጻእኩ።+ ካብ ሓቂ ዝዀነ ዅሉ፡ ድምጸይ ይሰምዕ እዩ” ኢሉ መለሰ።