ማቴዎስ 12:49 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 49 ኢዱ ናብ ደቀ መዛሙርቱ ዘርጊሑ ኸኣ ከምዚ በለ፦ “ኣደይን ኣሕዋተይንሲ፡ እነዉ።+ እብራውያን 2:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 እቲ ዚቕድስን እቶም ዚቕደሱንሲ፡+ ኵላቶም ካብ ሓደ እዮም፣+ በዚ ምኽንያት እዚ ኸኣ፡ ኣሕዋተይ ንምባሎም ኣይሓፍርን እዩ፣+