ሚልክያስ 4:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣነ መጺአ ንምድሪ ምእንቲ ኸይወቕዓን ከየጥፍኣንሲ፡ ንሱ ልቢ ኣቦታት ናብ ደቂ፡ ልቢ ደቂ እውን ናብ ኣቦታት ኪመልስ እዩ።”+