እብራውያን 4:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ከመይሲ፡ ብዘይ ሓጢኣት፡+ ከማና ብዅሉ እተፈተነ እዩ እምበር፡ ብድኻምና ኺድንግጸልና ዘይክእል ሊቀ ኻህናት የብልናን።+