ማቴዎስ 12:46, 47 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 46 ገና ነቶም ህዝቢ ኺዛረቦም ከሎ፡ እንሆ፡ ኣዲኡን ኣሕዋቱን+ ኪዛረብዎ ደልዮም ኣብ ወጻኢ ደው ኢሎም ነበሩ።+ 47 ሓደ ኸኣ፡ “እንሆ፡ ኣዴኻን ኣሕዋትካን ኪዛረቡኻ ደልዮም፡ ኣብ ወጻኢ ደው ኢሎም ኣለዉ” በሎ። ማርቆስ 3:31, 32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ኣዲኡን ኣሕዋቱን+ መጺኦም፡ ኣብ ወጻኢ ደው ኢሎም፡ ዚጽውዕ ለኣኹሉ።+ 32 ህዝቢ ኸቢብዎ ተቐሚጡ ኸሎ፡ “እንሆ፡ ኣዴኻን ኣሕዋትካን ኣብ ወጻኢ ይደልዩኻ ኣለዉ” በልዎ።+
46 ገና ነቶም ህዝቢ ኺዛረቦም ከሎ፡ እንሆ፡ ኣዲኡን ኣሕዋቱን+ ኪዛረብዎ ደልዮም ኣብ ወጻኢ ደው ኢሎም ነበሩ።+ 47 ሓደ ኸኣ፡ “እንሆ፡ ኣዴኻን ኣሕዋትካን ኪዛረቡኻ ደልዮም፡ ኣብ ወጻኢ ደው ኢሎም ኣለዉ” በሎ።
31 ኣዲኡን ኣሕዋቱን+ መጺኦም፡ ኣብ ወጻኢ ደው ኢሎም፡ ዚጽውዕ ለኣኹሉ።+ 32 ህዝቢ ኸቢብዎ ተቐሚጡ ኸሎ፡ “እንሆ፡ ኣዴኻን ኣሕዋትካን ኣብ ወጻኢ ይደልዩኻ ኣለዉ” በልዎ።+