ማቴዎስ 11:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ኵሉ ኻብ ኣቦይ ተዋሂቡኒ ኣሎ፣+ ንወዲ ኸኣ ብዘይካ ኣቦ፡ ሓደ እኳ ኣጸቢቑ ዚፈልጦ የልቦን፣+ ንኣቦ እውን ብዘይካ ወድን ወዲ ኺገልጸሉ ዚደልን፡ ሓደ እኳ ኣጸቢቑ ዚፈልጦ የልቦን።+ ዮሃንስ 1:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ንኣምላኽ ዝረኣዮ ሓደ እኳ የልቦን፣+ እቲ ኣብ ጐድኒ ኣቦ* ዘሎ+ ሓደ ውሉድ ዝዀነ ኣምላኽ፡+ ንሱ ገለጾ።+ 2 ቈረንቶስ 4:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 እቲ፡ “ካብ ጸልማት ብርሃን ይብራህ” ዝበለስ ኣምላኽ እዩ፣+ ንብርሃን እቲ ኽቡር ፍልጠት ኣምላኽ ድማ ብገጽ ክርስቶስ ኣብ ልብና ኣብሪህዎ ኣሎ።+
27 ኵሉ ኻብ ኣቦይ ተዋሂቡኒ ኣሎ፣+ ንወዲ ኸኣ ብዘይካ ኣቦ፡ ሓደ እኳ ኣጸቢቑ ዚፈልጦ የልቦን፣+ ንኣቦ እውን ብዘይካ ወድን ወዲ ኺገልጸሉ ዚደልን፡ ሓደ እኳ ኣጸቢቑ ዚፈልጦ የልቦን።+