ማቴዎስ 20:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ከመይሲ፡ ወዲ ሰብ ኬገልግልን+ ህይወቱ* ምእንቲ ብዙሓት በጃ ኼሕልፍን እምበር፡ ኪግልገል ኢሉ ኣይመጸን።”+ ዮሃንስ 13:3-5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 የሱስ ከኣ ኣቦ ንዅሉ ኣብ ኢዱ ኸም ዝሃቦን ካብ ኣምላኽ ከም ዝመጸን ናብ ኣምላኽ ከም ዚኸይድን ፈሊጡ፡+ 4 ካብ ድራር ተንሲኡ ኽዳውንቱ ኣንበረ። ዓለባ ኣልዒሉ እውን ተዓጥቀ።+ 5 ድሕሪኡ፡ ማይ ኣብ ገበራ ኣዕሪቑ፡ ኣእጋር እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኺሓጽብን በቲ እተዓጥቆ ዓለባ ገይሩ ኼንቅጽን ጀመረ። ፊልጲ 2:5-7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እቲ ኣብ ክርስቶስ የሱስ ዝነበረ ኣተሓሳስባ፡+ ኣባኻትኩም እውን ይሃሉ። 6 ንሱ ብመልክዕ ኣምላኽ ክነሱ፡+ ማዕረ ኣምላኽ ንምዃን ኪፍትን ኢሉ እኳ ኣይሓሰበን።+ 7 የግዳስ፡ ገዛእ ርእሱ ባዶ ገይሩ፡ መልክዕ ባርያ ወሲዱ፡+ ሰብ እውን ኰይኑ እዩ።*+
3 የሱስ ከኣ ኣቦ ንዅሉ ኣብ ኢዱ ኸም ዝሃቦን ካብ ኣምላኽ ከም ዝመጸን ናብ ኣምላኽ ከም ዚኸይድን ፈሊጡ፡+ 4 ካብ ድራር ተንሲኡ ኽዳውንቱ ኣንበረ። ዓለባ ኣልዒሉ እውን ተዓጥቀ።+ 5 ድሕሪኡ፡ ማይ ኣብ ገበራ ኣዕሪቑ፡ ኣእጋር እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኺሓጽብን በቲ እተዓጥቆ ዓለባ ገይሩ ኼንቅጽን ጀመረ።
5 እቲ ኣብ ክርስቶስ የሱስ ዝነበረ ኣተሓሳስባ፡+ ኣባኻትኩም እውን ይሃሉ። 6 ንሱ ብመልክዕ ኣምላኽ ክነሱ፡+ ማዕረ ኣምላኽ ንምዃን ኪፍትን ኢሉ እኳ ኣይሓሰበን።+ 7 የግዳስ፡ ገዛእ ርእሱ ባዶ ገይሩ፡ መልክዕ ባርያ ወሲዱ፡+ ሰብ እውን ኰይኑ እዩ።*+