ኢሳይያስ 9:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እቲ ኣብ ጸልማት ዚመላለስ ህዝቢ፡ዓብዪ ብርሃን ርእዩ። ነቶም ኣብ ምድሪ ብርቱዕ ጽላሎት ዚነብሩ፡ብርሃን በሪሁሎም።+ ማቴዎስ 4:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ኣብ ጸልማት ዚቕመጥ ህዝቢ ዓብዪ ብርሃን ርእዩ፡ ኣብ ዞባ ጽላሎት ሞት ንዚቕመጡ እውን ብርሃን+ ወጺኡሎም።”+