1 ቈረንቶስ 15:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እቲ እተቐበልክዎስ፡ ቅድሚ ዅሉ ኣመሓላሊፈልኩም እየ፣ ማለት ከምቲ ቕዱሳት ጽሑፋት ዚብሎ፡ ክርስቶስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞይቱ እዩ፣+ 1 ቈረንቶስ 15:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ንኬፋ፡*+ ደሓር እውን ነቶም ዓሰርተው ክልተ ተራእይዎም።+