ማቴዎስ 10:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ስማት እቶም 12 ሃዋርያት እዚ እዩ፦+ ቀዳማይ፡ እቲ ጴጥሮስ+ ተባሂሉ ዘሎ ስምኦንን ሓዉ እንድርያስን፡+ ያእቆብ ወዲ ዘብዴዎስን ሓዉ ዮሃንስን፡+ ሉቃስ 24:33, 34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 በታ ሰዓት እቲኣ ተንሲኦም ናብ የሩሳሌም ተመልሱ፣ ነቶም ዓሰርተው ሓደን ነቶም ምሳታቶም ዝነበሩን ከኣ ተኣኪቦም ረኸብዎም፣ 34 “ጐይታ ብሓቂ ተንሲኡ፡ ንስምኦን እውን ተራእይዎ” ኺብሉ ኸኣ ጸንሕዎም።+
33 በታ ሰዓት እቲኣ ተንሲኦም ናብ የሩሳሌም ተመልሱ፣ ነቶም ዓሰርተው ሓደን ነቶም ምሳታቶም ዝነበሩን ከኣ ተኣኪቦም ረኸብዎም፣ 34 “ጐይታ ብሓቂ ተንሲኡ፡ ንስምኦን እውን ተራእይዎ” ኺብሉ ኸኣ ጸንሕዎም።+