ዘሌዋውያን 12:2, 3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ንእስራኤላውያን ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፦ ‘ሰበይቲ እንተ ጠኒሳ፡ ወዲ ኸኣ እንተ ወሊዳ፡ ከምቲ ብመዓልትታት ርኽሰት ጻግኒኣ፡ ሸውዓተ መዓልቲ ትረክስ።+ 3 ኣብ ሻምነይቲ መዓልቲ ድማ ስጋ ዕልቦኡ ይገዘር።+
2 “ንእስራኤላውያን ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፦ ‘ሰበይቲ እንተ ጠኒሳ፡ ወዲ ኸኣ እንተ ወሊዳ፡ ከምቲ ብመዓልትታት ርኽሰት ጻግኒኣ፡ ሸውዓተ መዓልቲ ትረክስ።+ 3 ኣብ ሻምነይቲ መዓልቲ ድማ ስጋ ዕልቦኡ ይገዘር።+