ማቴዎስ 26:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ሽዑ፡ የሱስ፡ “‘ነቲ ጓሳ ኽወቕዖ እየ፡ እተን ኣባጊዕ መጓሰ ድማ ፋሕ ኪብላ እየን’ ዚብል ተጻሒፉ ኣሎ እሞ፡ በዛ ለይቲ እዚኣ፡ ኵላትኩም ብኣይ ክትዕንቀፉ ኢኹም።+ ማርቆስ 14:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 የሱስ ከኣ፡ “‘ነቲ ጓሳ ኽወቕዖ እየ፡+ እተን ኣባጊዕ ድማ ፋሕ ኪብላ እየን’+ ዚብል ተጻሒፉ ኣሎ እሞ፡ ኵላትኩም ክትዕንቀፉ ኢኹም። ዮሃንስ 10:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 እቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ፣+ እቲ ሕያዋይ ጓሳ ንህይወቱ* ምእንቲ እተን ኣባጊዕ ኣሕሊፉ ይህባ።+
31 ሽዑ፡ የሱስ፡ “‘ነቲ ጓሳ ኽወቕዖ እየ፡ እተን ኣባጊዕ መጓሰ ድማ ፋሕ ኪብላ እየን’ ዚብል ተጻሒፉ ኣሎ እሞ፡ በዛ ለይቲ እዚኣ፡ ኵላትኩም ብኣይ ክትዕንቀፉ ኢኹም።+