-
ዮሃንስ 13:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 የሱስ ከኣ፡ “እቲ እተሓጽበ፡ ኵለንትናኡ ንጹህ እዩ እምበር፡ ብዘይካ ኣእጋሩ፡ ኪሕጸብ ኣየድልዮን እዩ። ንስኻትኩም ንጹሃት ኢኹም፣ ግናኸ፡ ኵላትኩም ኣይኰንኩምን” በለ።