ዮሃንስ 1:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 1 ቃል ብመጀመርታ ነበረ፣+ እቲ ቓል ድማ ምስ ኣምላኽ ነበረ፣+ እቲ ቓል እውን ኣምላኽ* ነበረ።+ ዮሃንስ 8:58 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 58 የሱስ ድማ፡ “ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ኣብርሃም ከይተወልደ፡ ኣነ ኣለኹ” በሎም።+ ቈሎሴ 1:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ንሱ ምስሊ እቲ ዘይርአ ኣምላኽ፡+ በዅሪ ዅሉ ፍጥረት እዩ፣+