ኢሳይያስ 9:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ውሉድሲ ተወሊዱልና፣+ወዲ ተዋሂቡና፣ግዝኣት* ከኣ ኣብ መንኵቡ ኪኸውን እዩ።+ ስሙ ድማ ግሩም መኻሪ፡+ ብርቱዕ ኣምላኽ፡+ ኣቦ ዘለኣለም፡ መስፍን ሰላም ኪብሃል እዩ። ዮሃንስ 1:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ንኣምላኽ ዝረኣዮ ሓደ እኳ የልቦን፣+ እቲ ኣብ ጐድኒ ኣቦ* ዘሎ+ ሓደ ውሉድ ዝዀነ ኣምላኽ፡+ ንሱ ገለጾ።+ ፊልጲ 2:5, 6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እቲ ኣብ ክርስቶስ የሱስ ዝነበረ ኣተሓሳስባ፡+ ኣባኻትኩም እውን ይሃሉ። 6 ንሱ ብመልክዕ ኣምላኽ ክነሱ፡+ ማዕረ ኣምላኽ ንምዃን ኪፍትን ኢሉ እኳ ኣይሓሰበን።+
6 ውሉድሲ ተወሊዱልና፣+ወዲ ተዋሂቡና፣ግዝኣት* ከኣ ኣብ መንኵቡ ኪኸውን እዩ።+ ስሙ ድማ ግሩም መኻሪ፡+ ብርቱዕ ኣምላኽ፡+ ኣቦ ዘለኣለም፡ መስፍን ሰላም ኪብሃል እዩ።
5 እቲ ኣብ ክርስቶስ የሱስ ዝነበረ ኣተሓሳስባ፡+ ኣባኻትኩም እውን ይሃሉ። 6 ንሱ ብመልክዕ ኣምላኽ ክነሱ፡+ ማዕረ ኣምላኽ ንምዃን ኪፍትን ኢሉ እኳ ኣይሓሰበን።+