ዮሃንስ 17:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 በቲ ሓቂ ቐድሶም፣*+ ቃልካ ሓቂ እዩ።+ 1 ቈረንቶስ 6:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ገሌኻትኩም ከኣ ከማታቶም ኔርኩም ኢኹም። ግናኸ፡ ብስም ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ብመንፈስ ኣምላኽናን ተሓጺብኩምን+ ተቐዲስኩምን+ ጸዲቕኩምን+ ኢኹም። 1 ተሰሎንቄ 4:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኣምላኽሲ ንቕድስና እምበር፡ ንርኽሰት ኣይጸውዓናን።+