ማቴዎስ 26:57 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 57 እቶም ንየሱስ ዝሓዝዎ ኸኣ፡ ናብ ቀያፋ እቲ ሊቀ ኻህናት ወሰድዎ፣+ ኣብኡ ኸኣ ጸሓፍትን ዓበይትን ተኣኪቦም ነበሩ።+ ዮሃንስ 18:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ሽዑ፡ ሃና ናብ ቀያፋ እቲ ሊቀ ኻህናት፡ ብእሱሩ ሰደዶ።+