ዮሃንስ 11:49, 50 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 49 ሓደ ኻባታቶም፡ ቀያፋ+ ዚብሃል በታ ዓመት እቲኣ ሊቀ ኻህናት ዝነበረ ግና፡ “ንስኻትኩም ገለ እኳ ኣይትፈልጡን ኢኹም፣ 50 ብዘሎ ህዝቢ ኻብ ዚጠፍእሲ፡ ሓደ ሰብ ኣብ ክንዲ ህዝቢ እንተ ሞተ ኸም ዚጠቕመኩም ኣይትሓስቡን ኢኹም” በሎም።
49 ሓደ ኻባታቶም፡ ቀያፋ+ ዚብሃል በታ ዓመት እቲኣ ሊቀ ኻህናት ዝነበረ ግና፡ “ንስኻትኩም ገለ እኳ ኣይትፈልጡን ኢኹም፣ 50 ብዘሎ ህዝቢ ኻብ ዚጠፍእሲ፡ ሓደ ሰብ ኣብ ክንዲ ህዝቢ እንተ ሞተ ኸም ዚጠቕመኩም ኣይትሓስቡን ኢኹም” በሎም።