ማቴዎስ 26:52, 53 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 52 ሽዑ፡ የሱስ፡ “ሰይፊ ዜልዕሉ ዅሎም፡ ብሰይፊ ኺጠፍኡ እዮም እሞ፡+ ንሰይፍኻ ናብ ሰፈራ ምለሳ።+ 53 ወይስ ንኣቦይ ሕጂ ኻብ 12 ለጌዎን* ዚበዝሑ መላእኽቲ ኺሰድደለይ ምልማኑ ዘይክእልዶ ይመስለካ፧+ ዮሃንስ 18:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 የሱስ ግና ንጴጥሮስ፡ “ሰይፍኻ ናብ ሰገባኣ ምለሳ።+ ነታ ኣቦይ ዝሃበኒ ጽዋእሲ፡ ክሰትያዶ ኣይግብኣንን እዩ፧” በሎ።+
52 ሽዑ፡ የሱስ፡ “ሰይፊ ዜልዕሉ ዅሎም፡ ብሰይፊ ኺጠፍኡ እዮም እሞ፡+ ንሰይፍኻ ናብ ሰፈራ ምለሳ።+ 53 ወይስ ንኣቦይ ሕጂ ኻብ 12 ለጌዎን* ዚበዝሑ መላእኽቲ ኺሰድደለይ ምልማኑ ዘይክእልዶ ይመስለካ፧+