ዮሃንስ 19:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 መዓልቲ ምድላው ስለ ዝነበረት፡+ (እታ መዓልቲ ሰንበት እቲኣ ኸኣ ዓባይ ስለ ዝነበረት፡)+ እቲ ሬሳታት ኣብ ጕንዲ ስቅያት ምእንቲ ኸይሓድር፡+ ኣእጋሮም ሰይሮም ኬውርድዎም፡ እቶም ኣይሁድ ንጲላጦስ ለመንዎ።
31 መዓልቲ ምድላው ስለ ዝነበረት፡+ (እታ መዓልቲ ሰንበት እቲኣ ኸኣ ዓባይ ስለ ዝነበረት፡)+ እቲ ሬሳታት ኣብ ጕንዲ ስቅያት ምእንቲ ኸይሓድር፡+ ኣእጋሮም ሰይሮም ኬውርድዎም፡ እቶም ኣይሁድ ንጲላጦስ ለመንዎ።