ዳንኤል 7:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 “ብራእያት ለይቲ እርኢ ነበርኩ፣ እንሆ ድማ፡ ወዲ ሰብ+ ዚመስል ብደበናታት ሰማያት ይመጽእ ነበረ፣ ናብቲ ጥንታዊ ዝመዓልቱ+ ኸኣ ኪኣቱ ተፈቕደሉ፣ ናብ ቅድሚኡ እውን ኣቕረብዎ።
13 “ብራእያት ለይቲ እርኢ ነበርኩ፣ እንሆ ድማ፡ ወዲ ሰብ+ ዚመስል ብደበናታት ሰማያት ይመጽእ ነበረ፣ ናብቲ ጥንታዊ ዝመዓልቱ+ ኸኣ ኪኣቱ ተፈቕደሉ፣ ናብ ቅድሚኡ እውን ኣቕረብዎ።