መዝሙር 90:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣኽራን ከይተወልደ፡ምድርን ፍርያም ምድርን እውን ከይገበርካ፡*+ካብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ንስኻ ኣምላኽ ኢኻ።+ ዳንኤል 7:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 “ዝፋናት ክሳዕ ዚንበር እጥምት ነበርኩ፣ እቲ ጥንታዊ ዝመዓልቱ+ ድማ ተቐመጠ።+ ክዳኑ ኸኣ ጻዕዳ ኸም ውርጪ፡+ ጸጕሪ ርእሱ እውን ከም ጽሩይ ጸምሪ ነበረ። ዝፋኑ ሃልሃልታ ሓዊ፡ መንኰራዅሩ ድማ ዚነድድ ሓዊ ነበረ።+ ዳንኤል 7:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 እወ፡ እቲ ጥንታዊ ዝመዓልቱ+ ኽሳዕ ዚመጽእ፡ ነቶም ናይቲ ልዑል ቅዱሳት+ ከኣ ክሳዕ ዚፍረደሎም፡ እቶም ቅዱሳት ነታ መንግስቲ ዚወርሱላ ምድብቲ ግዜ ኽሳዕ እትመጽእ+ ትስዕሮም ነበረት። ኣንባቆም 1:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ኦ የሆዋ፡ ንስኻስ ካብ ዘለኣለም ደይኰንካን፧+ ኦ ኣምላኸይ፡ ቅዱሰይ፡ ንስኻ ኣይትመውትን ኢኻ።*+ ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ፍርዲ ኺፍጽሙ ሸይምካዮም፣ኣታ ኸውሐይ፡+ ንስኻ ንመቕጻዕቲ* ሰሪትካዮም።+
9 “ዝፋናት ክሳዕ ዚንበር እጥምት ነበርኩ፣ እቲ ጥንታዊ ዝመዓልቱ+ ድማ ተቐመጠ።+ ክዳኑ ኸኣ ጻዕዳ ኸም ውርጪ፡+ ጸጕሪ ርእሱ እውን ከም ጽሩይ ጸምሪ ነበረ። ዝፋኑ ሃልሃልታ ሓዊ፡ መንኰራዅሩ ድማ ዚነድድ ሓዊ ነበረ።+
22 እወ፡ እቲ ጥንታዊ ዝመዓልቱ+ ኽሳዕ ዚመጽእ፡ ነቶም ናይቲ ልዑል ቅዱሳት+ ከኣ ክሳዕ ዚፍረደሎም፡ እቶም ቅዱሳት ነታ መንግስቲ ዚወርሱላ ምድብቲ ግዜ ኽሳዕ እትመጽእ+ ትስዕሮም ነበረት።
12 ኦ የሆዋ፡ ንስኻስ ካብ ዘለኣለም ደይኰንካን፧+ ኦ ኣምላኸይ፡ ቅዱሰይ፡ ንስኻ ኣይትመውትን ኢኻ።*+ ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ፍርዲ ኺፍጽሙ ሸይምካዮም፣ኣታ ኸውሐይ፡+ ንስኻ ንመቕጻዕቲ* ሰሪትካዮም።+