ግብሪ ሃዋርያት 4:36, 37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 እቲ ብሃዋርያት በርናባስ+ እተባህለ፡ (ማለት፡ “ወዲ ምጽንናዕ” ዝትርጉሙ) ዮሴፍ ዝስሙ ሌዋዊ ብዓል ቆጵሮስ ከኣ፡ 37 መሬቱ ሸይጡ፡ ነቲ ገንዘብ ኣምጺኡ፡ ኣብ ኣእጋር ሃዋርያት ኣንበሮ።+
36 እቲ ብሃዋርያት በርናባስ+ እተባህለ፡ (ማለት፡ “ወዲ ምጽንናዕ” ዝትርጉሙ) ዮሴፍ ዝስሙ ሌዋዊ ብዓል ቆጵሮስ ከኣ፡ 37 መሬቱ ሸይጡ፡ ነቲ ገንዘብ ኣምጺኡ፡ ኣብ ኣእጋር ሃዋርያት ኣንበሮ።+