ኢሳይያስ 52:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 እቲ ብስራት ዜበስር፡ሰላም ዚእውጅ፡+ዝሓሸ ብስራት ዜበስር፡ድሕነት ዚእውጅ፡ንጽዮን፡ “ኣምላኽኪ ነጊሱ!” ዚብልሲ፡+ ኣእጋሩ ኣብ ኣኽራን ክንደይ ኰን ጽቡቓት እየን!+ ናሆም 1:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እንሆ፡ ኣእጋር እቲ ብስራት ዜበስር፡ሰላም ከኣ ዚእውጅ ኣብ ኣኽራን ኣሎ።+ ደጊምሲ እቲ ዘይጠቅም ብኣኻ ኣይኪሓልፍን እዩ እሞ፡ኣታ ይሁዳ፡ በዓላትካ ኣብዕል፡+ መብጽዓታትካ ፈጽም። ንሱስ ጠሪሱ ኺጠፍእ እዩ።”
7 እቲ ብስራት ዜበስር፡ሰላም ዚእውጅ፡+ዝሓሸ ብስራት ዜበስር፡ድሕነት ዚእውጅ፡ንጽዮን፡ “ኣምላኽኪ ነጊሱ!” ዚብልሲ፡+ ኣእጋሩ ኣብ ኣኽራን ክንደይ ኰን ጽቡቓት እየን!+
15 እንሆ፡ ኣእጋር እቲ ብስራት ዜበስር፡ሰላም ከኣ ዚእውጅ ኣብ ኣኽራን ኣሎ።+ ደጊምሲ እቲ ዘይጠቅም ብኣኻ ኣይኪሓልፍን እዩ እሞ፡ኣታ ይሁዳ፡ በዓላትካ ኣብዕል፡+ መብጽዓታትካ ፈጽም። ንሱስ ጠሪሱ ኺጠፍእ እዩ።”