2 ቈረንቶስ 1:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ብዙሓት ነቲ ሳላ ጸሎት ብዙሓት ዝረኸብናዮ ሞገስ ምእንታና ምእንቲ ኼመስግኑሉ፡+ ንስኻትኩም እውን ብምህለላኹም ክትድግፉና ትኽእሉ ኢኹም።+