ዘጸኣት 6:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 የሆዋ ድማ ንሙሴ፡ “ሕጂ እቲ ንፈርኦን ዝገብሮ ኽትርኢ ኢኻ።+ ብሓያል ኢድ ኪሰድዶም ኪግደድ እዩ፣ ብሓያል ኢድ እውን ኪሰጕጎም ኪግደድ እዩ” በሎ።+ ዘጸኣት 6:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “ስለዚ፡ ንእስራኤላውያን ከምዚ በሎም፦ ‘ኣነ የሆዋ እየ፣ ካብ ትሕቲ ብርቱዕ ሽቕለት* ግብጻውያን ከውጽኣኩም እየ፣ ካብ ባርነቶም ከኣ ከናግፈኩም እየ፣+ ብዝርግሕቲ* ቕልጽምን ብዓበይቲ ፍርድታትን እውን ከድሕነኩም* እየ።+ ዘዳግም 7:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ንስኻስ ንየሆዋ ኣምላኽካ ቕዱስ ህዝቢ ኢኻ፣ የሆዋ ኣምላኽካ ድማ ኣብ ገጽ ምድሪ ኻብ ዘለዉ ዅሎም ህዝብታት፡ ህዝቡ፡ ፍሉይ ጥሪቱ* ኽትከውን ሓርዩካ ኣሎ።+ ዘዳግም 7:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 የግዳስ፡ የሆዋ ስለ ዘፍቀረኩምን እቲ ንኣቦታትኩም ዝመሓለሎም ማሕላ+ ስለ ዝሓለወን እዩ የሆዋ ብሓያል ኢድ ዘውጽኣኩም፡ ካብ ቤት ባርነት፡ ካብ ኢድ ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ድማ እተበጀወኩም።+
6 “ስለዚ፡ ንእስራኤላውያን ከምዚ በሎም፦ ‘ኣነ የሆዋ እየ፣ ካብ ትሕቲ ብርቱዕ ሽቕለት* ግብጻውያን ከውጽኣኩም እየ፣ ካብ ባርነቶም ከኣ ከናግፈኩም እየ፣+ ብዝርግሕቲ* ቕልጽምን ብዓበይቲ ፍርድታትን እውን ከድሕነኩም* እየ።+
8 የግዳስ፡ የሆዋ ስለ ዘፍቀረኩምን እቲ ንኣቦታትኩም ዝመሓለሎም ማሕላ+ ስለ ዝሓለወን እዩ የሆዋ ብሓያል ኢድ ዘውጽኣኩም፡ ካብ ቤት ባርነት፡ ካብ ኢድ ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ድማ እተበጀወኩም።+