ዘዳግም 18:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 የሆዋ ኣምላኽካ ኸማይ ዝኣመሰለ ነብዪ ኻብ መንጎ ኣሕዋትካ ኼተንስኣልካ እዩ። ንዕኡ ስምዕዎ።+ መዝሙር 16:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ንዓይ* ኣብ መቓብር* ኣይትሓድገንን ኢኻ።+ እሙንካ ጕድጓድ ኪርኢ* እውን ኣይትፈቅድን ኢኻ።+ ኢሳይያስ 7:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ስለዚ፡ የሆዋ ባዕሉ ትእምርቲ ኺህበኩም እዩ፦ እንሆ፡ ጓል ክትጠንስ፡ ወዲ እውን ክትወልድ እያ፣+ ስሙ ኸኣ ኣማኑኤል*+ ክትሰምዮ እያ። ሚክያስ 5:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣቲ ቤት-ልሄም ኤፍራታ፡+ኣቲ ኣብ መንጎ ኣሽሓት* ይሁዳ ንምዃን ዝነኣስኪ፡ካባኺ እቲ ኣብ እስራኤል ገዛኢ ዝዀነለይ፡+እቲ መበቈሉ ኻብ ጥንቲ፡ ካብ መዓልትታት ቀደም ዝዀነ ኺወጽእ እዩ።
2 ኣቲ ቤት-ልሄም ኤፍራታ፡+ኣቲ ኣብ መንጎ ኣሽሓት* ይሁዳ ንምዃን ዝነኣስኪ፡ካባኺ እቲ ኣብ እስራኤል ገዛኢ ዝዀነለይ፡+እቲ መበቈሉ ኻብ ጥንቲ፡ ካብ መዓልትታት ቀደም ዝዀነ ኺወጽእ እዩ።