ግብሪ ሃዋርያት 20:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ሶጳጥሮስ ወዲ ጲሮስ ብዓል ቤርያ፡ ኣርስጣርኮስን+ ሴኮንዶስን ሰብ ተሰሎንቄ፡ ጋይዮስ ብዓል ደርቤ፡ ጢሞቴዎስ፡+ ካብ ኣውራጃ እስያ ኸኣ ትኪቆስን+ ጥሮፊሞስን+ የሰንይዎ ነበሩ። 2 ጢሞቴዎስ 4:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ኤራስጦስ+ ኣብ ቈረንቶስ ተሪፉ ኣሎ፣ ንጥሮፊሞስ+ ግና ሓሚሙ ኣብ ሚሊጦስ ሓዲገዮ ኣለኹ።
4 ሶጳጥሮስ ወዲ ጲሮስ ብዓል ቤርያ፡ ኣርስጣርኮስን+ ሴኮንዶስን ሰብ ተሰሎንቄ፡ ጋይዮስ ብዓል ደርቤ፡ ጢሞቴዎስ፡+ ካብ ኣውራጃ እስያ ኸኣ ትኪቆስን+ ጥሮፊሞስን+ የሰንይዎ ነበሩ።