-
ግብሪ ሃዋርያት 22:21መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
21 ንሱ ድማ፡ ‘ኣነ ናብ ርሑቕ ናብ ኣህዛብ ስለ ዝልእከካ፡ ኪድ ደኣ’ ኢሉኒ።”+
-
-
ሮሜ 11:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 እምበኣር ክሓትት፦ ተዓንቂፎምዶ ጠሪሶም ወዲቖም እዮም፧ ያእ ኣይፋሎምን! ግናኸ፡ ምእንቲ ኪቐንኡስ፡ ብስሕታኖም ንኣህዛብ ድሕነት ኰይኑሎም።+
-