2 ሳሙኤል 7:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ሕጂ ድማ ንጊልያይ ዳዊት ከምዚ በሎ፦ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ኣነ ኣብ ልዕሊ ህዝበይ እስራኤል መራሒ ኽትከውን፡+ ካብ መጓሰዪታት፡ ንመጓሰ ኻብ ምስዓብ ወሲደካ እየ።+ 2 ሳሙኤል 7:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 መዓልትታትካ ምስ ተወድኣን+ ምስ ኣቦታትካ ምስ ደቀስካን፡ ብድሕሬኻ ኻብ ከርስኻ ዚወጽእ ዘርእኻ ኸተንስእ እየ፣ ነታ መንግስቱ እውን ከጽንዓ እየ።+ ሉቃስ 1:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ንሱ ዓብዪ ኪኸውን፡+ ወዲ እቲ ልዑል እውን ኪብሃል እዩ፣+ የሆዋ* ኣምላኽ ድማ ዝፋን ኣቦኡ ዳዊት ኪህቦ እዩ፣+ 2 ጢሞቴዎስ 2:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ከምቲ ኣነ ዝሰብኮ ብስራት፡+ የሱስ ክርስቶስ ካብ ምዉታት ከም ዝተንስአን+ ካብ ዘርኢ ዳዊት ከም ዝዀነን ዘክር፣+
8 ሕጂ ድማ ንጊልያይ ዳዊት ከምዚ በሎ፦ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ኣነ ኣብ ልዕሊ ህዝበይ እስራኤል መራሒ ኽትከውን፡+ ካብ መጓሰዪታት፡ ንመጓሰ ኻብ ምስዓብ ወሲደካ እየ።+