ኢሳይያስ 53:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ብምኽንያት ስቓዩ፡* ኪርእን ኪዓግብን እዩ። እቲ ጻድቕ ጊልያይ ብፍልጠቱ+ንብዙሓት ኬጽድቕ እዩ፣+ስሕተቶም ከኣ ኪጸውር እዩ።+ 12 ስለዚ፡ ህይወቱ* ንሞት ወፍይዋ፡+ምስ ኣበስቲ ድማ ተቘጺሩ እዩ እሞ፡+ኣብ መንጎ ብዙሓት፡ ግዲኡ ኽምድበሉ እየ፣ምስ ብርቱዓት ከኣ ምርኮ ኺማቐል እዩ፣ሓጢኣት ብዙሓት ተሰኪሙ፣+ንኣበስቲ ድማ ለሚኑሎም።+ 2 ቈረንቶስ 5:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ምእንቲ ኽንከውንሲ፡+ እቲ ሓጢኣት ዘይፈለጠ፡+ ኣብ ክንዳና ሓጢኣት* ከም ዚኸውን ተገይሩ እዩ።
11 ብምኽንያት ስቓዩ፡* ኪርእን ኪዓግብን እዩ። እቲ ጻድቕ ጊልያይ ብፍልጠቱ+ንብዙሓት ኬጽድቕ እዩ፣+ስሕተቶም ከኣ ኪጸውር እዩ።+ 12 ስለዚ፡ ህይወቱ* ንሞት ወፍይዋ፡+ምስ ኣበስቲ ድማ ተቘጺሩ እዩ እሞ፡+ኣብ መንጎ ብዙሓት፡ ግዲኡ ኽምድበሉ እየ፣ምስ ብርቱዓት ከኣ ምርኮ ኺማቐል እዩ፣ሓጢኣት ብዙሓት ተሰኪሙ፣+ንኣበስቲ ድማ ለሚኑሎም።+