2 ቈረንቶስ 5:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ማለት፡ ኣምላኽ ኣበሳኦም ከይቈጸረ፡+ ብክርስቶስ ኣቢሉ ንዓለም ምስ ርእሱ ይዓርቃ ኣሎ፣+ ነቲ ቓል ዕርቂ ድማ ንዓና ብሕድሪ ሂቡና ኣሎ።+