ሮሜ 4:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 የሱስ ምእንቲ ኣበሳና ኣሕሊፍካ ተዋሂቡ፡+ ምእንቲ ኽንጸድቕ እውን ተንሲኡ እዩ።+ ሮሜ 5:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 እምበኣር፡ ከምቲ ብሓንቲ ኣበሳ፡ ኵሉ ዓይነት ሰብ እተዀነነ፡+ ከምኡ ድማ ብሓንቲ ግብሪ ጽድቂ፡* ኵሉ ዓይነት ሰብ+ ንህይወት ይጸድቕ ኣሎ።+