2 ቈረንቶስ 5:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እዛ ምድራዊት ናይ ድንኳን ቤትና እንተ ፈሪሳስ፡+ ካብ ኣምላኽ ህንጻ፡ ማለት ብኢድ ዘይተገብረት ናይ ዘለኣለም ቤት+ ኣብ ሰማያት ከም እትህልወና፡ ንፈልጥ ኢና። 2 ከመይሲ፡ ነታ ኻብ ሰማይ ንዓና ዝዀነት* ክንለብስ እናናፈቕና፡ ኣብዛ ቤት* እዚኣ ነስቈርቍር ኣለና፣+
5 እዛ ምድራዊት ናይ ድንኳን ቤትና እንተ ፈሪሳስ፡+ ካብ ኣምላኽ ህንጻ፡ ማለት ብኢድ ዘይተገብረት ናይ ዘለኣለም ቤት+ ኣብ ሰማያት ከም እትህልወና፡ ንፈልጥ ኢና። 2 ከመይሲ፡ ነታ ኻብ ሰማይ ንዓና ዝዀነት* ክንለብስ እናናፈቕና፡ ኣብዛ ቤት* እዚኣ ነስቈርቍር ኣለና፣+