ሉቃስ 16:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ንሱ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ንስኻትኩም ኣብ ቅድሚ ሰብ ርእስኹም እተጽድቑ ኢኹም፡+ ኣምላኽ ግና ንልብኹም ይፈልጦ እዩ።+ እቲ ኣብ ቅድሚ ሰብ ልዑል ዝዀነስ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ጽዩፍ እዩ።+ ፊልጲ 3:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ሳላ እቲ ሕጊ ብምስዓብ ዚህልወኒ ናይ ርእሰይ ጽድቂ ዘይኰነስ፡ ሳላ እቲ ብክርስቶስ ብምእማን ዚርከብ ጽድቂ፡+—ኣብ እምነት እተመስረተ ኻብ ኣምላኽ ዚርከብ ጽድቂ፡+—ምስኡ ሓድነት ዘሎኒ ዀይነ እውን ምእንቲ ኽርከብ እየ።
15 ንሱ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ንስኻትኩም ኣብ ቅድሚ ሰብ ርእስኹም እተጽድቑ ኢኹም፡+ ኣምላኽ ግና ንልብኹም ይፈልጦ እዩ።+ እቲ ኣብ ቅድሚ ሰብ ልዑል ዝዀነስ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ጽዩፍ እዩ።+
9 ሳላ እቲ ሕጊ ብምስዓብ ዚህልወኒ ናይ ርእሰይ ጽድቂ ዘይኰነስ፡ ሳላ እቲ ብክርስቶስ ብምእማን ዚርከብ ጽድቂ፡+—ኣብ እምነት እተመስረተ ኻብ ኣምላኽ ዚርከብ ጽድቂ፡+—ምስኡ ሓድነት ዘሎኒ ዀይነ እውን ምእንቲ ኽርከብ እየ።