ኢሳይያስ 52:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 እቲ ብስራት ዜበስር፡ሰላም ዚእውጅ፡+ዝሓሸ ብስራት ዜበስር፡ድሕነት ዚእውጅ፡ንጽዮን፡ “ኣምላኽኪ ነጊሱ!” ዚብልሲ፡+ ኣእጋሩ ኣብ ኣኽራን ክንደይ ኰን ጽቡቓት እየን!+ ኤፌሶን 6:14, 15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 እምበኣር፡ ሕቘኹም ብዕጣቕ ሓቂ ተዓጢቕኩም፡+ ድርዒ ጽድቂ እውን ተኸዲንኩም+ ጸኒዕኩም ቁሙ፣ 15 ኣብ ኣእጋርኩም ከኣ ነቲ ብስራት ሰላም ንምብሳር ዘሎኩም ድሉውነት ከም ኣሳእን ውደዩ።+
7 እቲ ብስራት ዜበስር፡ሰላም ዚእውጅ፡+ዝሓሸ ብስራት ዜበስር፡ድሕነት ዚእውጅ፡ንጽዮን፡ “ኣምላኽኪ ነጊሱ!” ዚብልሲ፡+ ኣእጋሩ ኣብ ኣኽራን ክንደይ ኰን ጽቡቓት እየን!+
14 እምበኣር፡ ሕቘኹም ብዕጣቕ ሓቂ ተዓጢቕኩም፡+ ድርዒ ጽድቂ እውን ተኸዲንኩም+ ጸኒዕኩም ቁሙ፣ 15 ኣብ ኣእጋርኩም ከኣ ነቲ ብስራት ሰላም ንምብሳር ዘሎኩም ድሉውነት ከም ኣሳእን ውደዩ።+