ግብሪ ሃዋርያት 10:42 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 42 ንሱ ፈራድ ህያዋንን ምዉታትን ኪኸውን ኣምላኽ ከም ዝወሰነ ኸኣ፡+ ንህዝቢ ኽንሰብኽን ኣጸቢቕና ኽንምስክርን ኣዚዙና።+ 2 ቈረንቶስ 5:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ነፍሲ ወከፍ ከምቲ በዚ ሰብነት እዚ ኸሎ ዝገበሮ፡ ጽቡቕ ወይስ ክፉእ፡ ምእንቲ ኪቕበልሲ፡ ኵላትና ኣብ ቅድሚ መንበር ፍርዲ ክርስቶስ ክንቀርብ* ኣሎና።+