-
ዮሃንስ 8:26መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
26 ብዛዕባኹም ዝዛረቦን ዝፈርዶን ብዙሕ ኣሎኒ። እቲ ዝለኣኸኒ እኳ ሓቀኛ እዩ፣ እቲ ኻብኡ ዝሰማዕክዎ ድማ ኣብ ዓለም እዛረቦ ኣለኹ” ኢሉ መለሰሎም።+
-
-
2 ጢሞቴዎስ 2:13መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
13 ዘይእሙናት እንተ ዄንና፡ ንሱ ንርእሱ ኪኽሕድ ኣይክእልን እዩ እሞ፡ እሙን ኰይኑ እዩ ዚነብር።
-