ዮሃንስ 8:36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ስለዚ፡ ወዲ፡ ሓራ እንተ ኣውጺኡኩም፡ ብሓቂ ሓራ ኽትኰኑ ኢኹም። ፊልሞን 15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ምናልባት ንሓዋሩ ምእንቲ ኽትረኽቦ ይኸውን፡ ንሓጺር ግዜ* እተፈልየካ። 16 ንዓኻ ደጊም ከም ባርያ ዘይኰነስ፡+ ካብ ባርያ ዝበለጸ፡ ፍቑር ሓው እዩ፣+ ምናዳ ንዓይ ከምኡ ኻብ ኰነ፡ ንዓኻ ግዳ ብስጋን ብጐይታን ክንደይ ከምኡ ዘይከውን!
15 ምናልባት ንሓዋሩ ምእንቲ ኽትረኽቦ ይኸውን፡ ንሓጺር ግዜ* እተፈልየካ። 16 ንዓኻ ደጊም ከም ባርያ ዘይኰነስ፡+ ካብ ባርያ ዝበለጸ፡ ፍቑር ሓው እዩ፣+ ምናዳ ንዓይ ከምኡ ኻብ ኰነ፡ ንዓኻ ግዳ ብስጋን ብጐይታን ክንደይ ከምኡ ዘይከውን!