1 ቈረንቶስ 7:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 እቲ ባርያ ኸሎ ብጐይታ እተጸውዐ ዘበለ፡ ናይ ጐይታ ውጹእ ሓራ እዩ፣+ ከምኡ ድማ እቲ ጭዋ ኸሎ እተጸውዐ፡ ባርያ ክርስቶስ እዩ።