ማቴዎስ 26:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ጽዋእ ኣልዒሉ እውን፡ ኣመስጊኑ፡ ከምዚ እናበለ ሃቦም፦ “ኵላትኩም ካብዚ ስተዩ፣+ ማርቆስ 14:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ጽዋእ ኣልዒሉ እውን፡ ኣመስጊኑ፡ ሃቦም፣ ኵላቶም እውን ካብኣ ሰተዩ።+ 1 ቈረንቶስ 10:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 እታ እንባርኻ ጽዋእ በረኸት ካብ ደም ክርስቶስ ምክፋል ደይኰነትን፧+ እታ እንቘርሳ እንጌራኸ ኻብ ስጋ ክርስቶስ ምክፋል ደይኰነትን፧+