ዳንኤል 2:44 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 44 “ብዘመን እዞም ነገስታት እዚኦም፡ ኣምላኽ ሰማይ ንዘለኣለም ከቶ ዘይትጠፍእ+ መንግስቲ ኬቕውም እዩ።+ እዛ መንግስቲ እዚኣ ንዝዀነ ኻልእ ህዝቢ ኣይክትውሃብን እያ።+ ንዅለን እዘን መንግስትታት እዚአን ክትሕምሽሸንን ከተጥፍአንን እያ፣+ ንሳ በይና ኸኣ ንዘለኣለም ክትቀውም እያ፣+
44 “ብዘመን እዞም ነገስታት እዚኦም፡ ኣምላኽ ሰማይ ንዘለኣለም ከቶ ዘይትጠፍእ+ መንግስቲ ኬቕውም እዩ።+ እዛ መንግስቲ እዚኣ ንዝዀነ ኻልእ ህዝቢ ኣይክትውሃብን እያ።+ ንዅለን እዘን መንግስትታት እዚአን ክትሕምሽሸንን ከተጥፍአንን እያ፣+ ንሳ በይና ኸኣ ንዘለኣለም ክትቀውም እያ፣+