1 ቈረንቶስ 15:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ቀጺሉ፡ ንዅሉ መንግስትን ንዅሉ ስልጣንን ሓይልን ምስ ሰዓረ፡ ነታ መንግስቲ ንኣምላኹን ንኣቦኡን ምስ ኣረከባ፡ መወዳእታ ይኸውን።+